Fana: At a Speed of Life!

7 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣውሮፓ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ዘተ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ 7 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣውሮፓ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዘተ ከምዝግበር ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ኣብ መላእ ዓለም ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብቨርቿል ዘተ ምግባር ከምዝጀመረ ገሊፁ።

ስለዝኾነ 7 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ካብ ሰዓት 3፡00 ጀሚሩ  ኣብ ኣውሮፓ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዘተ ክግበር ኢዩ ኢሉ።

ኣብቲ ዘተ ንምስታፍ ድልየት ዘለዎም፥ በዚ ጠነግ https://forms.gle/B5gvhhb3Ecygrjov6 ብምጥቃም ንክምዝገቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.