Fana: At a Speed of Life!

6ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምፍላጥ ኣታዊ ንግዲ ቻይና ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምፍላጥ ኣታዊ ንግዲ ቻይና ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ምትእስሳር ንግዲ ምድንፋዕን ምፍላጥን ኣብ ዝከኣለሎም መገዲታት ኣብ ዝዝቲ ጉባኤ፥ ካብ ክልቲአን ሃገራት ዝተወከሉ ኣመራርሓታት ቤት ምኽሪ ንግዲን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ልውውጥ ልምዲ ክገብሩሉ ኢዮም ተባሂሉ።

ብወንደሰን ኣረጋኸኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com   

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.