Fana: At a Speed of Life!

ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም።

እቶም ዋና ዳይረክተር ብቋንቋታት ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኣፋን ኦሮሞን ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንመላእ ህዝቢ እንቋዕ ናብ ሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐኩም ኢሎም።

ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዓመተ 2016 ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።

እቲ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር መራሕቲ ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፊም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.