Fana: At a Speed of Life!

53 ነጥቢ 9 ሚሊየን ሊትሮ ናይ ምግቢ ዘይቲ ንምክፍፋል ድልዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)53 ነጥቢ 9 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ በልዒ ንምክፍፋል ድልዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ማሕበረሰብ ንግዲ ዝገብሮ ናይ ኢኮኖሚ ሽርሒን ናህሪ ናብራን ንምቕናስ መሰረታዊ ሸቐጣት ሽኮር፣ ዘይቲ፣ ስንዳይን ወዘተ ተበፃሕቲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ።

ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ሽርሒታት ነግዲ እወን ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኢኮኖሚ ንምድኻም ዝግበር ሽርሒታት ኢኮኖሚ ንምዕጋት መንግስቲ ብቑርፀኝነት ይሰርሕ ከምዘሎ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.