520 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ዩሪያ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ወደብ ጂቡቲ በፂሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)520 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ዩሪያ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ተወሳኺ 615 ሺሕ ኩንታል ኤን ፒ ኤስ ቦሮ ዝፀዓነት መርከብ እውን ፅባሕ ኣብቲ ወደብ ከምእትበፅሕ ተገሊፁ።
ካብዚ ሓሊፉ ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ተወሳኺ 1 ሚሊየንን 130 ሺሕን ኩንታል ኤን ፒ ኤስ ቦሮ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሕ ኣብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።