Fana: At a Speed of Life!

50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ካብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተገሊፁ።

እቲ ዘይቲ፥ ንምምሕያሽ ናህሪ ናብራን ምርግጋዕ ዋጋ ኣብ ሓዱሽ ዓመትን ተሓሳቢ ብምግባር ብመንግስቲ ዝተዓደገ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ፣ ኣገልግሎት ትራንስፓርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ንግዲ ኢትዮጵያን ትካል ልምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያን ምስ  ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጂቡቲ ብምውዳድ ኢዩ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣቲ ዘሎ ተባሂሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.