Fana: At a Speed of Life!

426 ሺሕን 290 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም 426 ሺሕን 290 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ካብ መንጎ እቶም ተረባሕቲ 95 ሚኢታዊ ዝኾኑ ኣገልግሎት ድህረ ክፍሊት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ገሊፁ።

ዝተረፉ ድማ ዓማዊል ቅድመ ክፍሊት ከምዝኾኑ ሓቢሮም።

ፀገም ፀፅታ፣ ምድንጓይ ሲስተም፣ ሕፅረት ቀረብ እታዎት፣ ከፍሊት ግምት ዋጋን መመሓየሺ ዋጋን ንምኽፋል ወለንታዊ ዘይምዃን እቲ ኣፈፃፅማ ሙሉእ ንሙሉእ ንከይዕወት ዝገበሩ ብድሆታት ኢዮም ኢሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.