Fana: At a Speed of Life!

397 ሽጉጦች፣ 60 ጠያይቲ ክላሽን፣ 13 ሰደፍ ክላሽን ሓደ ክላሽን ዘይሕጋዊ  ጦር መሳርሒታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)397 ሽጉጦች ስራሕ ቱርኪ፣ 60 ጠያይቲ ክላሽን፣ 13 ሰደፍ ክላሽን ሓደ ክላሽን ዘይሕጋዊ  ጦር መሳርሒታት ከምዝሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ ኣርማጨሆ ውዳበ ፀፅታ ምስ ሕብረተሰብ ብምትሕብባር ብዝገበሮ ክትትል ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተሓብኡ ጦር መሳርሒታትን ጠያይቲን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ገሊፁ፡፡

ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሓጋዚ ኢንስፔክተር ሃይለ ብርሃኑ፥ ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀ ሰብ ዝተሓብኡ 397 ሽጉጦች፣ 60 ጠያይቲ ክላሽን፣ 13 ሰደፍ ክላሽን ሓደ ክላሽን ዘይሕጋዊ  ጦር መሳርሒታት ከምዝተትሓዙ ገሊፆም።

ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ጦር መሳርሒታት ዝተዋፈሩ ውልቀ ሰባት ካብ ተግባሮም ክዕቀቡ ከምዝግባእ ምትሕስሳቦም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.