ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰኢድ 57 ዳያኑ ሕጊ ኣሰናቢቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰኢድ ብግዕዝይናን ግብረ ራዕዲ ብምድጋፍን ዝጠርጠርዎም 57 ዳያኑ ሕጊ ኣሰናቢቶም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቴሌቪዥን ቀሪቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣካላት ፍትሒ እታ ሃገር ንገዛእ ረእሶም ካብ ዝተፈላለዩ ገበናት ናፃ ነክገብሩ ዕድል ሂቦም ከምዝነበሩ ተዛሪቦም።
ድሕሪ እዚ ነቶም 57 ዳያኑ ሕጊ ምስንባቶም ዕላዊ ገይሮም።
ካብ መንጎ እቶም ዝተባረሩ ሓላፊ ቤት ምኽሪ ላዕለዋይ ምምሕዳር ዳያኑ የሱፍ ቡዛከር ከምዝርከብዎም ቲ ኣር ቲ ፀብፂቡ ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።