Fana: At a Speed of Life!

36 ሚኢታዊ እታዎታት መድሓኒትን ሕክምናን ብፍሪያት ውሽጢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዚ ሐዚ እዋን 36 ሚኢታዊ እታዎታት መድሓኒትን ሕክምናን ብፍሪያት ውሽጢ ከምዝተሸፈነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት እዚ በጀት ዓመት ተሳሊጡ።

ዶክተር መቅዳስ፥ ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ኣዴታት፣ ህፃናትን ሒንጦያትን ዝነበሩ ፀገማት ብምቅላል ዝሓሸ ኣገልግሎት ነክረኽቡ ይግበር ኣሎ ኢለን።

ኣብ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ እታዎታት መድሓኒትን ሕክምናን ብፍሪያት ውሽጢ ንክሽፈኑ ዘኽእል ሰፊሕ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ሓቢረን።

ብመሰረት እዚ ቅድም ክብል ዝነበረ 8 ሚኢታዊ ክብ ብምባል ኣብዚ ሐዚ እዋን 36 ሚኢታዊ እታዎታት መድሓኒትን ሕክምናን ብፍሪያት ውሽጢ ከምዝተሸፈነ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.