Fana: At a Speed of Life!

35 ስደተታት ኣሳፍፊ እናተጓዘት ዝነበረት ጀልባ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)35 ስደተታት ኣሳፍፊ እናተጓዘት ዝነበረት ጀልባ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሊጡ።

እታ ጃልባ፥ ኣብ ከባቢ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ምዕራባዊ ጠረፍ ባሕሪ ሊቢያ ከምዝጠሓለት ገሊፁ።

ክሳብ ሕዚ ሹዱሽተ ኣስከሬናት ዝተረኸበ እንትኸውን፥ ዝተረፉ ናይ ምትእልላሽ ስራሕ ከምዝቐፀለ ተሓቢሩ።

ኣብዚ ሰሙን ጥራሕ 53 ስደተኛታት ኣብ ጠረፍ ባሕሪ ሊቢያ ንግዳይ ሕልፈት ወይ እውን ጠፊኦም ኢዮም ኢሉ እቲ ትካል ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ።

መበገሲኦም ሊቢያ ዝገበሩ ስደተኛታት ብተደጋጋሚ ብዝገብሩዎ ጉዕዞ ባሕሪ ንሕልፈት ከምዝቃልዑ ቲ ኣር ቲ ኣብ ፀብፃቡ ኣዘኻኺሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.