295 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)295 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፁ።
ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!