Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም 1 ጥቅምቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም 1 ጥቅምቲ ክጅመር ኢዩ ክብል ቢሮ ተትምህርቲ እታ ከተማ ገሊፁ።

ነዚ ድማ መምህራን በቢ ኣብያተ ትምህርቶም 18 መስከረም 2014 ዓ.ም ሪፖርት ክገብሩ ከምዝግባእ ምግልፁ ክብቲ ቢሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ሰሙን ትመህርቲ ካብ 24 ክሳብ 28 መስከረም ከምካየድ ተገሊፁ።

መዛዘሚ ፈተን ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 14 ክሳብ 18 ለከቲት ዝወሃብ እንትኸውን፥ 21 ክሳብ 25 ለካቲት ድማ ኣብያተ ትምህርቲ ንተምሃሮ ዕፅዋት ኸኾና ኢየን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://wwwሓይሊ outube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.