Fana: At a Speed of Life!

ብብርኪ ሃገር ከጋጥም ዝኽእል ምቁርራፅ ሓይሊ ንምቕናስ ዘኽእል ስራሕቲ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ከጋጥም ዝኽእል ምቁርራፅ ሓይሊ ንምቕናስ ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ሲስተም ከምዝፈፀመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ኣፈፃሚ ስራሕ ኦፕሬሽን ምፍልፋል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ እያየሁ ሁንዴሳ፥ ኣብ ጊቤ 3 መፈልፈሊ ሓይሊ ስርዓት መቆፃፀሪ ሲስተም ጣብያ መፈልፈሊ ተግባራዊ ብምግባር  ሃገራዊ ምቁርራፅ ሓይሊ ምቕናስ ከምዝተኽኣለ ገሊፆም።

በዚ ድማ ብብርኪ ሃገር ከጋጥም ዝኽእል ምቁርራፅ ሓይሊ ንምቕናስ ዘኽእል ስራሕቲ ከምዝተፈፀመ ገሊፆም።

ሓፈሻዊዑደት ቁፅፅር ሓይሊ ንምዝማን ዘኽእል ስራሕቲ ንምስራሕ ምስ <span;>ኮሪያ ፓወር ኮርፖሬሽን ዝተብሃለ ኩባንያ ጋር ስምምዕነት ከምዝተፈፀመ ተዛሪቦም።

ኣብ ጊቤ ሓደ ዝርአ ዘሎ ናይ መሐለዊ ዲዝል ጀነሬተር ፀገም ንምቕራፍ ዝሓሸ ዓቕሚ ዘለዎ  ጀነሬተር ምድላዉ መፍፈሊ ሓይሊ በለስን ጊቤ ሓደን ጣብያታት ንምዝማን ምስ ኩባኒያታት ወፃኢ ዘተ ከምዝተጀመረ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://wwwሓይሊ outube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.