Fana: At a Speed of Life!

26 ሃገራት ዝሳተፋሉ ጉባኤ እንቆጳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ 26 ሃገራት ዝሳተፋሉ ጉባኤ እንቆጳ ካብ ዝቕፅል 1 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ስራሕን ከእለትን ኣፍሊጡ።

እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጅታል ኢኮኖሚ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ንምጥቃምን መንግስቲን ናይ ውልቀ ዘፈርን ብምትእስሳር ምህዳር ምፍጣር ስራሕ ንምስፋሕ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእለትን ንጉሱ ጥላሁን÷ እቲ መድረኽ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ብምትእስሳር ኣብ ኢትዮጵያ ስነ-ምህዳር ኢንተርፕረነርሺፕ ንምስፋሕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጅታል ኢኮኖሚ ዘለዋ ዓቕሚ ንዝቐረየ ዓለም ንምፍላጥ ከምዘኽእል ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.