Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።

ኣብዚ ዘለናሉ እዋን ወረርሽን ኮረና፣ ሕማም ዓሶ፣ ሓደጋ ትራፊክ ሓዊሱ ካልኦት ሓደጋታትን ሕማማትን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ፅዕንቶ ይፈጥሩ ኣለዉ ኢለን።

እዚ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ድማ ዝተዋደደ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕያሽን ተበፃሒ ምግባርን ከምዘድሊ ተዛሪበን።

ስለዝኾነ ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፀን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.