Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅን ዘኽእል ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ።

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅን ዘኽእል ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዙርያኣ ዘለዎ ነበርቲ ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያን ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ ሰልፊ ዕዉት ንክኸውን ኣካላት ፀፅታ እኹል ምድላዋት ከምዝገበሩ ፖሊስ ኣዲስ ኣበበ ገሊፁ።

ኣብቲ ሰልፊ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ፈረሰኛታት እውን ይሳተፉ ኣለዉ።

ሕብረተሰ ሓበሬታ ንምሃብ እንትደሊ ወይ ኣገልግሎት ፖሊስ ንምርካብ ብ011-1-11-01-11 ወይ ብነፃ መስመር ስልኪ 991 ከምኡውን ናይ ፌደራል ፖሊስ ስልኪ ቁፅሪታት 011-5- 52-63-03 ን ብነፃ ፃውዒት ስልኪ  987 ምጥቃም ከምዝከኣል ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.