Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ፅኑዕ ስነ ልቦና ንፀገማት እትሳገረሉ ደልድል ኢዩ-መንእሰይ በለጠ ቡቱና

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅኑዕ ስነ ልቦና ዘይምኽኣል ናብ ምኽኣል እትሳገረሉ ደልድል ኢዩ ክብል ተመራቒ ተምሃራይ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ በለጠ ቡቱና ገሊፁ። ኣብቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ምሸታዊ ዓውደ ትምህርቲ ማኔጅመንት ትምህርቲ ዝተኸታተለ ተምሃራይ…

ኢትዮጵያ ጎረበት ተኮር ሓበራዊ ልምዓትን ምዕባለን ኢያ ትደሊ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጎረበት ተኮር ሓበራዊ ልምዓትን ምዕባለን ኢያ ትደሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ጉዳይ ሱዳን ንሕና ኢትዮጵያዊያን ከም ናይ ባዕልትና…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ብር 971 ነጥብ 2 ቢሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 36  ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት…

መንግስቲ ንሰላም ዝኽፈል ዝኾነ ይኹን ዋጋ ንምኽፋል ድልዊ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንሰላም ዝኾነ ይኹን ዋጋ ንምኽፋል ድልዊ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ መንግስቲ ኣብ ፅባሕ ለውጢ…

ስምምዕት ፕሪቶሪያ ጎንፂ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ ምፍታሕ ለውጢ ባህሊ ዘምፃእናሉ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ብምግባር ንዝቐረቡ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዕልዋ መንግስቲ ምክያድ ኣይዕወትን -ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዕልዋ መንግስቲ ምክያድ ኣይዕወትን ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ብምግባር ንዝቐረቡ…

ብሃገራዊ ለውጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣፍልጦ እናሃብና ዝተረፉ ድማ ብሓባር ምስራሕ የድሊ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሃገራዊ ለውጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣፍልጦ እናሃብና ዝተረፉ ድማ ብሓባር ምስራሕ የድሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ…

ብብርኪ ሃገር ለበዳ ሕማም ሾሮኽ ንምክልኻል 10 ሚሊየን ክታበት ከምዝተውሃበ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ብብርኪ ሃገር ለበዳ ሕማም ሾሮኽ ንምክልኻል 10 ሚሊየን ክታበት ከምዝተውሃበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ…

ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተምሃርኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ብካልኣይን ቀዳማይን ዲግሪ ብዝተፈላለዩ ዓውደ ትምህርቲ እናምሃሮም ዝፀንሐ 1467 ብዲግሪ፣ 122 ብድህረ ምረቓ ብድምሩ 1 ሺሕን 589 ተምሃሮ ንመበል ዓስራይ ግዜ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ…

መንግስቲ ፅዕንቶ ናህሪ ናብራ ንምቕናስ ብዙሓት ኢንሸቲቫት ብምቕራፅ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፅዕንቶ ናህሪ ናብራ ንምቕናስ ብዙሓት ኢንሸቲቫት ብምቕራስ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተልዓሉ ሕቶታት…