Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኢጋድ ንትግበራ ስትራቴጂ ብሉ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ  ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ንትግበራ ስትራቴጂ ብሉ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ  ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ገምጋም መርሃ ግብሪ መፈፀሚ ተግባር ስትራቴጂ ብሉ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ  ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ኢጋድ፣ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም። ኣብ ከተማ ሸገር ክፍላተ ከተማታት ገፈርሳ ጉጄ፣ ቡራዩን መልካ ኖኖን ዝተሃነፁ እቶም ፕሮጀክትታት ሎሚ ተመሪቖም። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣፈ ጉባኤ ክልል…

መናእሰይ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደኦም ንክዋፅኡ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር)፥ መናእሰይ ባህሊ ምድምማፅን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓት ንግዲ ዘየኽበሩ 21 ሺሕ ትካላት ንግዲ ተዓሺጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓት ንግዲ ዘየኽበሩ 21 ሺሕ ትካላት ንግዲ ከምዝተዓሸጉ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር እቲ ኮሙኒኬሽን ሰውነት ኣየለ፥ ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 400 ሺሕ ትካላት ንግዲ ክትትልን ቁፅፅርን ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።…

ስፔንን ፈረንሳይን ሎሚ መዓልቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ መን ሓለፈ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ፀወታ ናብ ፍርቂ ፍፃመ መንሓለፈ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። ኣብቲ ሰዓት 4 ምሸት ዝካየድ ፀወታ፥ ስፔንን ፈረንሳይን ክጋጠማ ኢየን። እተን ሃገራት፥ 75 ሺሕን 24 ተዓዛቢ ኣብ ዘተኣናግድ ስታዲየም ኣሊያንዝ ኣሬና…

ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ፈተና ካብ 2 ክሳብ 12 ሓምለ 2016ዓ/ም ክወሃብ ኢዩ። ኣብ ትግራይ  ልዕሊ 54 ሺሕ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ሃገራዊ መልቐቒ ፈተና ክወስዱ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ክሳብ ሐዚ ኣብ እሪ በከንቱ፣ ፒያሳ ኣራት ኪሎ ዘሎ ምንቅስቓስ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ዘካየዱ አንትኾኑ፥ ኣብ ቀፃሊ ድማ ካልኦት ስራሕቲ ልምዓት…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ “ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓለ ፅባቐ ከተማና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ። ብስራሕቲ እቲ ኮሪደር ልምዓት ኣብታ ከተማ  ብልዕሊ 1 ነጥቢ 64 ቢሊየን ብር 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ስራሕቲ ኮሪደር ክካየድ ኢዩ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብልዕል 79 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ንምረቓ ተዳሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብልዕል 79 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ 20 ሺሕን 664 ፕሮጀክትታት ንምረቓ ተዳሊዮም። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ብብርኪ ክልል፣ ዞባን ወረዳን ኣብ ክልተ ዙር ከምዝምረቑን ብቐንዱ ሕቶ ልምዓት ህዝቢ ምላሽ ዝሃቡ ከምዝኾኑን ተገሊፁ።…

ኣብያተ ምኽሪ ማዕረ ተረባሕነት ዜጋታት ናይ ምርግጋፅ ግቡእ ከምዘለወን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብያተ ምኽሪ ማዕረ ተረባሕነት ዜጋታት ናይ ምርግጋፅ፣ ሰብኣዊን ዴሞክራሲያዊን መሰል ከምዝተኸበሩ ናይ ምቁፅፃር ሕገመንግስታዊ  ግቡእ ከምዘለወን ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በቢዓመቱ ዝሳለጥ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ “ፓርላማ…