Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣብ ክሊ ዝህሉ ፓርላመንታዊ ርክብ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣብ ክሊ ዝህሉ ፓርላመንታዊ ርክብ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም። በቶም ኣፈ ጉባኤ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ሩሲያ ከተማ ሴይንት ፒተርስ በርግ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ…

ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ላዕለዋይ ካውንስል ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ መሕለፊ ውፅኢት ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ብምዝታይ መሕለፊ ነጥቢ ዕላዊ ገይሮም። ብመሰረት እዚ መሕለፊ ነጥቢ 50 እንትኸውን፥ ንጉድኣት ኣካላት ተምሃሮ ድማ 45 ንክኸውን ብሙሉእ ድምፂ…

ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብር 14 ነጥቢ 7 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣብ 2016 ዓ.ም ብር 14 ነጥቢ 7 ቢሊየን  ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት፥ ኣሰራርሓ ኣተኣኻኽባ እቶት ብምምዕርራይ እቲ ኣታዊ ብሰለስተ ዕፅፊ ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ…

ካልኣይ ዙር ፕሮጀክት መመሓየሺ ናብራ ከባቢታት ቆላ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሸሞንተ ክልላት ተግባራዊ ዝግበር ካልኣይ ዙር ፕሮጀክት መመሓየሺ ናብራ ከባቢታት ቆላ ዕላዊ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣፍሊጡ። ነቲ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝኸውን 424 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዶላር ባጀት ከምዝተትሓሉ እውን ሓቢሩ።…

ብህፁፅ ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዚይና ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ብህፁፅ ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዚይና ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ህፁፅ ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዚይና ገዛኸኝ ጋሻው፥ ኣብ 2016 ዓ.ም…

ኣብ ከተማ ሃረር ዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ፅባቐ እታ ከተማ የማዕርጉ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ፅባቐ እታ ከተማ የማዕርጉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ዋና መካየዲ ስራሕ እታ ከተማ ኤልያስ ዮኒስ፥ እታ ከተማ ናይ ምምልካዕ ስራሕ ኣብ 2015 ዓ.ም ዝተጀመረ ዓለም ለኸ ቅርሲ ጀጎል ብምክልኻን ከምዝኾነ…

ኢትዮጵያ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ግርዛት ደቂ ኣኒስቲዮን ብምክልኻል ኣብ ውሕመ ኣፈልጦ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ግርዛት ደቂ ኣኒስቲዮን ብምክልኻል ኣብ ትካል ስነ ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣፈልጦ ረኺባ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ውሕመ ኒውዮርክ…

116 ሓደሽቲ ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም 116 ሓደሽቲ ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ፍትሓዊ ተበፃሕነት ኤሌክትሪክ ዕላዊ ንምግባር ብሃገራዊ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ኣቢሉ ብዙሓት…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣባል ዓለም ለኸ ዝምድና ጣቢያ ቴሌቨዥን ብሪክስ ብምዃን ንክሰርሕ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣባል ዓለም ለኸ ዝምድና ጣቢያ ቴሌቪዥን ብሪክስ ብምዃን ንክሰርሕ ተሓሪዩ። ብመሰረት እዚ ኣባል ኮይኑ ንክሰርሕ ዘኽእሉ ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና…

ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣባላት ካቢኔኦም በቲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ካብ ከልተ ኣባላት ካቢኔ ወፃእ እቶም ዝተረፉ ኣባላት ካቢኔ ብሙሉኦም ከምዝበተንዎም ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ነበር ፀሓፊ ላዕለዋይ ካቢኔ ሙሳሊያ ሙዳቫዲን ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ኣብ ሓላፍነቶም ክፀንሑ ከምዝወሰኑ…