Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ምስ ስርዓተ ምግብን ጥዕናን ዝዛመዱ ሓደሽቲ ፕሮጀክትታት ተግባራዊ ክኾኑ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብም ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ) ብምትሕብባር ምስ ስርዓተ ምግብን ጥዕናን ዝዛመዱ ሓደሽቲ ፕሮጀክትታት ተግባራዊ ክኾኑ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ናይ ዩኤስኤይድ ኒውትሪሽን ኣባላት ጉጅለ ስርዓተ ምግቢ፣ ልምዓትን ሰላምን ብምጥማር…

ደቡብ ሱዳን ናይ ናይል ተፋሰስ ናይ ምትሕብባር ማዕቐፍ ስምምዕነት ምፅዳቓ ንኢትዮጵያ ታሪካዊ ኣጋጣሚ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ናይ ናይል ተፋሰስ ናይ ምትሕብባር ማዕቐፍ ስምምዕነት ምፅዳቓ ንኢትዮጵያ ታሪካዊ ኣጋጣሚ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ደቡብ ሱዳን…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ክልቲኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬሽን ሩሲያ ሚካሂል ቦግዳኖቭን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ሃገራዊ፣ ቀጣናዊን ኣህጉራዊን  ጉዳያት ፀፅታ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ክልቲኦም ወገናት ኣብ መንጎ እተን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ምክልኻል ዓለም ለኸ ለበዳ ኮቪድ -19 ፃዕሪ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ምክልኻል ዓለም ለኸ ለበዳ ኮቪድ -19 ፃዕሪ ንዝገበሮ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ካናዳ ቶሮንቶ ኣብ ዝተሳለጠ ፈላማይ ኮንፈረንስ ድህረ ኮቪድ ኢዩ እቲ ሽልማት ኣፍሊጦ ተዋሂቡ። እቲ…

ብዕድል ወይ ብፍቓድ ፈጣሪ ተሪፈ ኣለኹ – ዶናልድ ትራምፕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተነ ቅትለት ዝተገበረሎም ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪከ ዶናልድ ትራምፕ ብዕድል ወይ ብፍቓድ ፈጣሪ ተሪፈ ኣለኹ ክብሉ ገሊፆም። ኣብ መፃኢ ዓመት ወርሒ ሕዳር ንዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ኣብ ፔንስልቬንያ ጎስጓስ ምርጫ ቅድሚ ሓደ መዓልቲ ዘካይዱ…

ማእኸል ምርምር ቻይና-ኣፍሪካ-ዩኒዶ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ ማእኸል ምርምር ቻይና-ኣፍሪካ-ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብሕቡራት መንግስታት(ዩኒዶ) ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ኣቦ መንበር ኤጀንሲ ምትሕበባር ዓለም ለኸ ልምዓት ቻይና ሉኦ…

ጠንካራ ውዳበ ፓርቲ ኣብ ምፍጣር ግደ ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ልዑል ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጠንካራ ውዳበ ፓርቲ ንምፍጣር ኣብ ዝግበር ከይዲ ግደ ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ልዑል ከምዝኾነ መክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ካብ ማእኸል ጀሚሩ ክሳብ ታሕተዋይ መሓውር…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ወተሃደራዊ ልዑኽ ሞሮኮ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብምክልት ኢንስፔክተር ጀኔራል ስታፍ ሞሮኮ ሜጄር ጄኔራል ኣዚዝ ኢድሪሲ ምስ ዝተመርሐ ወተሃደራዊ ልዑኽ ሞሮኮ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ…

ተግባር ወለንታዊያን ተሳገርቲ ወሰን ሓድነት ህዝቢታት ከምዘጠናኸረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባር ወለንታዊያን መናእሰይ ተሳገርቲ ወሰን ሓድነት ህዝቢታት ከምዘጠናኸረ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። ኣብ ዝተፈላለያ ክልልትን ምምሕዳራት ከተማን ብምዝውዋር ኣገልግሎት ወለንታዊያን ዝፍፅሙ ዘለዉ መናእሰይ ተሳገርቲ ወሰን ጉጅለ…

መስመራት ኣውቶብስ ዝጠሓሱ ልዕሊ 15 ሺሕ ገናሕቲ ከምዝተቐፅዑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስመራት ኣውቶብስ ዝጠሓሱ ልዕሊ 15 ሺሕ ገናሕቲ ከምዝተቐፅዑ በዓል መዚ ማነጅመንት ትራፊክ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኣያሌው ኣቲሳ፥ እቶም መገዲታት ንኣውቶብስ ጥራሕ ተባሂሎም ዝተፈለዩ ከምዝኾኑ ሓቢሮም።…