Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ከተማ መቐለ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ትግራይ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተኸፊቱ። እቲ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኢዮም ከፊተምዎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣይተ…

ኢትዮ ቴሌኮም ክሳብ 30 ሓምለ ፍርቂ ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተክል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ክሳብ 30 ሓምለ 2016 ዓ.ም ፍርቂ ሚሊየን ፈልሲ ኣብ መላእ ሃገር ከምዝተክል ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬ-ህይወት ታምሩ ገሊፀን። ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኢትዮጵያ ቴሌኮም ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ…

ደቡብ ሱዳን ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ምፍራማ ተቐባልነት ሓሳብ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ምፍራማ ተቐባልነት ሓሳብ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። ‘የኢትዮጵያ እና የግብፅ ሽኩቻ’ ዝብል መፅሓፍ ዝፀሓፉ ውብሸት ሲሳይ(ዶ/ር)፥ ኣብ ጉዳይ ማይ ናይል ብግብፅን ሱዳንን ተታሒዙ…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ንምትእንጋድ ዘኽእላ ስምምዕነት ከቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ዓለም ለኸ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ንምትእንጋድ ዘኽእላ ስምምዕነት ከቲማ። እቲ ጉባኤ ካብ 15 ክሳብ 19 ሓምለ 2016 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣየርላንድ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣየርላንድ ሚሼል ማርቲን ዝተመር ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ትማሊ ኣማሲዩ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትኬት ጉዕዞ ኣብ ኢትዮጵያ ዝዕድጉ ወፃእተኛታት ብሸርፊ ወፃኢ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትኬት ጉዕዞ ኣብ ኢትዮጵያ ዝዕድጉ ወፃእተኛታት ብሸርፊ ወፃኢ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፀኦ መብርሂ፥ ንመገደኛታት ዝወሃብ ዓለም ለኸ ኣገልግሎት ሽይጣት ትኬት በረራ ብሙሉኡ ብሸርፊ ወፃኢ ጥራሕ…

ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘህንፆም ፕሮጀክትታት መስኖ ምስ ዝሰርሑ ተቛረፅቲን ኣማኸርቲ ትካላትን ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ከቲሙ። ሚኒስትር ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)፥ፕሮጀክትታት ብፅርየት፣ ስልጠትን ኣብ ዝሓፀረ እዋንን ምዝዛም…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ነግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) መስ ሚኒስትር ንግዲ ጅቡቲ ሙሃመድ ዋርሳማ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘኽእል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቶም ሚኒስትር ኣብ…

ኣብ ዞባ ጌዴኦ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዴኦ፣  ወረዳ ጮርሶ ቀበሌ ዲባንድቤ ሎሚ ረፋድ ሰዓት 5 ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። በቲ ሓደጋ ካልኦት ኣርባዕተ ሰባት እውን ከቢድ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞም ተገሊፁ። “ሲኖ ትራክ”…

ኣብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 21 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።…