ሎሚ ዘበን ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 4 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክትከል ካብ ዝተተለመ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ክሳብ ሐዚ 4 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ካብ እዋን ናብ እዋን እናተመናመነ ዝመፅአ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክሌማዊ…