Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ሕማም ክትትል ሕክምና ክገብሩ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮዽያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ መርኣያ ሰለማዊ ቃልሲ ፖለቲካ…

ኢትዮጵያ መትከላት ስምምዕነት ጀኔቫ ተኽብር ኢያ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 1949 ዓ.ም.ፈ ዝተፈተመ መትከላት ስምምዕነት ጀኔቫ ብኣግባቡ ተኽብር ኢያ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣርባዕቲኦም ስምምዕነታት ጄኔቫ  መበል 75 ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብዚ እዋን ዓለም ለኸ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ቁፅሪ ወታደራት ሩሲያ ብ180 ሺሕ ንኽውስኽ ኣዚዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ቁፅሪ ወታደራት እታ ሃገር ብ180 ሺሕ ንኽውስኽ ትእዛዝ ሂቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ቁፅሪ ወታደራት ሩሲያ ንምውሳኽ ዘኽእል ኣዋጅ ከምዝፈረሙ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ሓፈሻዊ…

ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንኽተተኣናግድ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ኣብ ኢትዮጵያ ንኽካየድ ወሲኑ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ይኹን እምበር÷ እታ ሃገር ክተተኣናግድ…

ሓበሬታ ቱሪዝም ዝተሓዘሉ “ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም” ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታ ቱሪዝም ዝተሓዘሉ "ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም" ምድላው ተዛዚሙ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ተገይሩ። እቲ ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም ኣሰናዲእኻ ንምዝዛም ሓደ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሒን ከምዝሰደ ተሓቢሩ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ…

ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ትግራይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ከይዲ ትምህርቲ ኣብ…

ስርዓት ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ ሕዚ ናብ 10 ሚሊየን ዝፅግዑ ሰባት ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ ሕዚ ናብ 10 ሚሊየን ዝፅግዑ ሰባት ከምዝተመዝገቡ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ “መለለዪ መንነት” ሎሚ መዓልቲ 6 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ…

ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ተጀሚሩ። ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከባ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ኣብያተ ትምህርቲ ኢዩ ተጀሚሩ። ኣባላት ማነጅመንት ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ በቢብርኩ ምስ ዝርከቡ ኣመራርሓ…

ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዳግም ፈተነ ቅትለት ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዳግም ፈተነ ቅትለት ተገይሩሎም። ዶናልድ ትራምፕ ፍሎሪዳ ኣብ ዝርከብ ጋንተኦም ጎልፍ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ኢዩ እቲ ፈተነ ቅትለት ተገይሩሎም ተባሂሉ። ኣባላት ሴክሬት ሰርቪስ ቤት ፅሕፈት ድሕንነት…

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካፒታሉ ብር 709 ቢሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካፒታሉ ብር 709 ቢሊየን ከምዝበፅሐ ኣፈፃሚ ስራሕ ዓውዲ ፋይናንስ እቲ ትካል ደመረ ኣሰፋ ኣፍሊጦም። ካብ ሓፈሻዊ ሃፍቲ ካፒታሉ እቲ ብር 586 ቢሊየን ዝኸፈለ ከምዝኾነ ሓቢሮም። ብመንግስቲን ብባዕሉን ብዝገበሮም…