Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣህጉራዊ ውህደት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ንኽቀላጠፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ውህደት ኢኮኖሚ ንኽቀላጠፍን ጠለብ ዜጋታት እታ ኣህጉር ክዕወትን ተሓቲቱ፡፡ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ጉጅለ 20ን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን (ውሕመ) ቅድሚ ምርኻቡ፤ ኣብ ውህደት ኣፍሪካ ንምዝታይን ሓደ ውፁእ ቅዋም ንመሓዝን ኣብ…

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ኣበረታቲዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ልምምድ ኣብ ዝገብሩሉ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተረኺበን ተዓዚበን። ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣትሌታተ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣደባባይ ዓለም ዝፍለጡ…

ዕዉትነት ሃገራዊ ዘተ በየንኦም መለክዒታት ክምዘን ይኽእል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምሌ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉትነት ሃገራዊ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ይረአ፡፡ መዛግብቲ ስነ-ምይይጥ ከምዘርእዩዎ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ንምግባር እንትሓስባ ኣብ ፍፃመ እቲ ከይዲ ዝፅበዩዎም ውፅኢታት ይህልዉ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ሃገራዊ ዘተ ዝተሓሰበሉ ዕላማ ምዕዋቱ…

ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ -ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ  ክብል ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ገሊፁ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። ብመሰረት እዚ…

ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መሕሰቢ መገዲ መፍትሒታት ኮይኑ ኣሎ- ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መሕሰቢ መገዲ መፍትሒታት ኮይኑ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) ተዛሪቦም። ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ናይ ኤ.አይ ሰመር ካምፕ 2024 መጀመሪ መርሃ…

ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሳልሳይ ዙር ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምና ዝመፅኡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣምቢሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ምክያድ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ነክልተ ተኸታተልቲ መዓልታት ከካይድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣፈ ጉባኤ ሰዓዳ ኣብዱራህማን፥ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ብምግባር ውሳነታት ክመሓላለፉ ኢዮም ኢለን። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ ከምዝተሓረየ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኢትዮጵያን…

ናብ ፓሪስ ንዘምርሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዕላዊ ምፍናው ክግበረሉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ንምስታፍ ናብታ ሃገር ንዘምርሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዕላዊ ምፍናው ክግበረሉ ኢዩ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምፍናው፥ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ካብቲ ዝተረኸበ ሓፈሻዊ ኣታዊ እቲ ልዕሊ 282 ሚሊየን ብር መኽሰብ ከምዝኾነ ኣብሪሁ። እቲ ኣታዊ፥ ንኢንቨስተራት ካብ ዝቐርቡ…