ሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሐአን ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ክድግፋ ኣለወን ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሐአን ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ክድግፋ ኣለወን ክብሉ ዴይሊ ሳባህ ዜና ቱርኪ ገሊፁ።
እቲ ፍልፍል ዜና ኣብ ዝሓቦ ሓበሬታ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፀቕጢ ክሌማዊ ለውጢ…