Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሃገራዊ ምኽክር ትርጉም ዘለዎ ተሳትፎ ንኽገብራ ብትኹረት ከምዝስራሕ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሃገራዊ ምኽክር ትርጉም ዘለዎ ተሳትፎ ንኽገብራ ብትኹረት ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ድምፂ ጥምረት ንደቂ ኣንስትዮ÷ ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ብኣሽሓት ንዝቑፀራ ደቂ ኣንስትዮ ስልጠና…

ኣብ ዞባ ጎፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ምላሽ ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣባላት መንግስቲ ፌዴራልን ኣብ ዞባ ጎፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ምላሽ ዘድሀበ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። እቲ ዘተ እናተኻየደ ዝርከብ ምስ ቤት ምኽሪ ስግኣት ሓደጋ…

ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣፅናዕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ኣፅናዕኒዖም። ካብ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሓሙሽተ ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን እቲ ባንኪ ብውልቆም እናገበሩዎ…

ፕሬዚዳንት ሩቶ ካብ ኣባላት ተቓዋሚ ፓርቲ ንካቢኔ ሓፂዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ብራይላ ኦዲንጋ ካብ ዝምራሕ ዋና ተናሓናሒ ፓርቲ ኣርባዕተ ሰባት ንካቢኔ ከምዝሓፀዩ ተገሊፁ። ብምዃኑ ሓሰን ጆሆ ፀሓፊ ካቢኔ ጉዳያት መዓድን፣ ብሉ ኢኮኖሚን ባሕሪን ብምዃን እንትምረፁ፣ ዊክሊፍ ኦፓራኒያ ፀሓፊ ካቢኔ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝቢታት ጋምቤላ 6ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ጋምቤላ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት÷ ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን በጀት ዓመት 2016 እቲ ክልል፣ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወረዳ ገዜ ጎፋ 45 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግገመት ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወረዳ ገዜ ጎፋ 45 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግገመት ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ከምዝለኣኸ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዘፍለጠኦ፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ…

መሰረተ ልምዓታ እታ ከተማ ብግቡእ ንምሕላው ዘኽእል መመሓየሺ ደንቢ ምኽባር ሕጊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ዝተሰርሑ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ካብ ጥፍኣት ንምሕለው ዘኽእል መመሓየሺ ደንቢ ምኽባር ሕጊ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ፡፡ በዓል መዚ ምኽባር ደምቢን ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅሬት ኣዲስ ኣበባ እቲ መመሓየሺ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ሓፂር ቁፅሪ መልእኽቲ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ምስ ምክልኻለወ ድልዉነት ሓደጋ ሓፂር ቁፅሪ መልእኽቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኩባንያ ዜጋታት ናብ 8091 ዝደለዩዎ መጠን ገንዘብ ብምልኣኽ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት…

ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ካብቲ ኮሚሽን ዝተረኸበ ሓበሬታ…