ሃገራዊ ዘተ ንኹሉ ብዝሓቁፍን ዘሳትፍን መገዲ ንክውገን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ – መስፍን ኣርአያ(ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ንኹሉ ብዝሓቁፍን ዘሳትፍን መገዲ ንክውገን ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርአያ(ፕ/ር) ገሊፆም።
እቲ ኮሚሽን ምስ ፌዴሬሽን ማሕበር ጉድኣት ኣካል ኢትዮጵያ ኣብ ኣዳማ ዘተ ኣሳሊጡ።
መስፍን…