Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

እቲ ኣገልግሎት ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ኣገልግሎት ርስቱ ይርዳ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ኣብቲ ቦታ…

ልኡኽ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጋህሲ መሬት ሓደጋ ኣብ ዘጋጠመሉ ቦታ ብምርካብ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 85 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣረኪቡ። ብፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዝተልኣኸ ልኡኽ ኣብቲ ቦታ…

ኣብ ሩባ ተከዘ ብጃልባ ተሳፊሮም እናተጓዓዙ ናይ ዝነበሩ 12 ሰባት ህይወት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረ ሰብ ዋግ ህምራ ካብ ወረዳ ሰሃላ ሰዬምት ናብ ወረዳ ዝቋላ ብሩባ ተከዘ ብጀልባ እናተጓዓዙ ዝነበሩ 12 ሰባት ብሃንደበታዊ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ መበገሲኦም ወረዳ ሰሃላ ሰዬምት ከተማ መሸሃን ቀበሌ ሰላዝጌን ብምግባር ናብ…

ኣብ ወረዳ ይርጋጨፌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ይርጋጨፌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ። መበገሲኣ ሞያሌ ዝገበረትን ዘበናዊ ዱኽዒ መዳበሪያ ዝፀዓነት ከባድ ተሽከርካሪት ምስ ሞተር ሳይክል ብምግጫዋ ዘጋጠመ ሓደጋ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብ…

እስራኤል ኣብ ጎቦ ጎላን ሂዝቦላ ዘብፀሐላ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ሊባኖስ ደብዳብ ቦንብ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጎቦ ጎላን ሂዝቦላ ኣብፂሑለይ ዝበለቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ደብዳብ ቦንብ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። ጦር እስራኤል ኣብ ማእኸላይ ዴር ኤል ባላ ኣብ ሆስፒታልን ንመዕቖቢን ኣብ ዘገልግል ቤት ትምህርቲ መጥቃዕቲ ብምፍናው 15…

ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 512 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 529 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ንምእካብ ተሓሲቡ 2016 512 ነጥቢ 82 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2016ን ኣብ ትልሚ በጀት ዓመት…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም። እቶም ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራርሓ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምኡ እውን ሓበራዊ ድሕንነት ምሕላው ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…

ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተሳተፉሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓለዋይ ኣሰር ተኻይዱ። "እትተክል ሃገር ዘፅንዕ ወለዶ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣሰሮም…

ሚኒስቴር ምክልኻል ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

አዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 21፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ነናውቲን ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ዘረከቡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ…

ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ንዘጋጠመ ሓደጋ ዝውዕል ሰብኣዊ ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኤ ወገናት ዝውዕል ሰብኣዊ ደገፍ ገይራ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ውድብ ሕቡራት…