ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2016 ዓ.ም ልዕሊ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት ዓለም ለኸ ቁፅሪ በረርኡ ናብ 139 ክብ ከምዘበለ ተዛሪቦም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ 9 ከተማታት ሊባኖስ ልዑል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ 9 ከተማታት ደቡባዊ ሊባኖስ ልዑል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። አስራኤል፥ ኣብ ከተማታት ሁዎላ፣ ማርካቢ፣ ኣይታ ኣል ሻብ፣ ኪሃም፣ ሻኸን፣ ያሩን፣ ማይስ ኣል ጀበል፣ ኬፈርኬላን ቦር ኣል ሻማሊን ኢያ እቲ መጥቃዕቲ ፈፂማ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ብዘስዓቦ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ክልል ሲዳማ ዞባ ማእከላዊ ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ብዘስዓቦ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ኣብቲ ወረዳ ትማሊ ዝዘነበ ዝናብ ብዘስዓቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 6 ሰባት ህይወቶም እንትስእኑ ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ብመንግስቲ ንዝተገበረ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምትግባር ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝበለፀ ናፃን ጥንኩርን ኢኮኖሚ ንምህናፅ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተገበረ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ንኽኸውን ምስ መሓዙት ልምዓት ብምትሕብባር ከምትድግፍ ኣረጋጊፃ፡፡ ዕዳጋ ዝመርሖ ኣካይዳ ሸርፊ ወፃኢ ከቢድ ይኁን እምበር ዝተዛበዐ ማክሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ዞማ ማእከላዊ ሲዳማ ልዑል ዝናብ ብዘስዓቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣብቲ ዞባ ግሽሬ ጉዱ ሞና ሆሞ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ትማሊ ብዝዘነበ ዝናብ ምኽኒያት ብዘስዓቦ ጋህሲ መሬት ሀይወቶም ካብ መንጎ ዝሰኣኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ምሕደራ ሰርዓት ሸርፊ ወፃኢ ንምዕዋት ዝተገበሩ ሰፋሕቲ ቅድመ ምድላዋት፡- Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2024 0 መመሓየሺ ምሕደራ ሰርዓት ሸርፊ ወፃኢ ንምዕዋት ዝተገበሩ ሰፋሕቲ ቅድመ ምድላዋት፡- ኣብ ህዝቢ ብፍላይ ትሑት ኣታዊ ኣብ ዘለዎም ዘዜጋታ ክበፅሕ ዝኽእል ፅዕንቶ ንምቅላል መንግስቲ ካብ ወፃኢ ዝኣተው ሓደ ሓደ መሰረታዊ ሸቐጣት ዋጋ ብግዚያዊነት ንምድጓም ወሲኑ ኣሎ፡፡ ኣብዚ መዳይ፣ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ እዛ ሃገር ከምዘመሓየሸ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ካብ ሎሚ መዓልቲ ኑጉሆ ጀሚሩ ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ከምዘመሓየሸ ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ስርዓት ምምሕያሽ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ሕዚ ዝበፅሐና ዜና ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ መግለፂ ፕሮግራም መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ፖለቲካዊ ለውጢ 2010 ዓ.ም ስዒቡ መንግስቲ ብዙሓት ተግባራት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣካይዱ ኢዩ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዝተዋህለሉ መሰረታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ሕዚ ዝበፅሐና ዜና ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ሓገዝ ከምዝተኣኻኸበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2016 ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ሓገዝ ከምዝተኣኻኸበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ፅሕፈት ሃይሉ ኣብርሃም÷ ኣብቲ…