Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ዝገብርኦም ስራሕቲ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ዝገብርኦም ስራሕቲ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትንን ትካላት ደሕንነት ወፃኢ ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብሓባር…

ኣብ ዝተወሰኑ ኣቕሑት ዝተነበረ ገደብ ሸርፊ ወፃኢ ባንኪ ተሳዒሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ብሙሉእ ብነዳዲ ዝሰርሓ ኣብ ታሪፍ መፅሐፍ ዓንቀፅ 87.03 ዝምደባ ሙሉ ብሙሉእ ተገጣጢመን ኣብ ዝቐረባ ኣውቶሞቢል ገዛን በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲን ዝተነበረ እገዳ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ ዝተረፉ ኣቑሑት ዝተነበረ ውሳነ ገደብ ሸርፊ ወፃኢ…

ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዞባ ጎፋ ንዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምትገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃ መግለፂ…

ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ውድድራት ርሕቐት ወርቂ ከምፅኡ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌታት ዘካተተ ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ። ትማሊ ምሸት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሰ እቲ ልኡኽ፥ ብ5 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ በዓልተ ዋና ዓለም…

ኣብ ዞባ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበጽሖም 14 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 14 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ በቲ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን…

ኣብ 14 ውድድራት ኦሊምፒክ 58 ሜዳሊያታት ዝኣከበት – ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ዝተሳተፈት ኣብ 1956 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ሜልቦርን ኣብ ዝተኻየደ መበል 16 ኦሊምፒክ ኢያ ተሳቲፋ። እዚ ማለት እቲ ውድድር ኣብ 1896 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዋላ ይኹን፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 60…

ኣሸንዳ፤ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምትሕግጋዝ፣ ስልጡን ዴሞክራሲያዊ ነቐፌታን ሓሳብካ ብጥበብ ትገልፀሉን መዓልቲ ናፃነት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፤ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምትሕግጋዝ፣ ስልጡን ዴሞክራሲያዊ ነቐፌታን ሓሳብካ ብጥበብ ትገልፀሉን መዓልቲ ናፃነት ከምዝኾነ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ሃይላይ በየነ ገሊፆም። ዓበይቲ ዓድን ዝተፈላለዩ…

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 24 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ደቡባዊ ግዝኣት ኬራላ ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ብዘስዐቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 24 ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 66 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ፡፡ እናተሰርሐ ንዘሎ ስራሕ መድሕን ህይወት ብምኽንያት ምድርማስ ድልድል እያናተኣጓጎሎ…

ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ፋሲል ተጀሚሩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ፋሲል ሕድሳት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ከተማ ጎንደር ሕድሳት ቤተ…

ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብምዃን ዳግም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብምዃን ብቤት ምኽሪ እቲ ክልል ዳግም ተሸይሞም። እቲ ቤት ምኽሪ የካይዶ ኣብ ዘሎ መበል ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል…