Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣፍሊጦም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ ዓመታዊ ትልሚ ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ…

ዘይጥዑይ ምንቅስቓስ ንግዲ ብገበን ከምዘሕትት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይጥዑይ ምንቅስቓሳት ንግዲ ብምምሕዳራዊን ገበንን ዘሕትቱ ግህሰታት ሕጊ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ትናሊ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ፥ ለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ መበል ሓምሻይ መዕረፊ በረራ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ መበል ሓምሻይ መዕረፊ በረራ ከምዝወሰኸ ኣፍሊጡ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚኒስቴር ስቪል ኣቬዬሽን ህንዲን 30 ሓምለ 2024 ዓ.ም.ፈ ናብ ህንዲ ሃይደራባድ ሰለስተ በረራታት ንምውሳኽ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታሞም…

ንዞባ ጎፋ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ዝኸውን 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥ ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ብዝበፅሐ…

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ሰዓት 4 ፡ 20 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ዮሚፍ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ስኢኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 12 ከባቢ ቡልቡላ ማርያም ማዞሪያ  ትማሊ ምሸት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነን ካልኡት ክልተ ድማ ጉድኣት ከምዘጋጠሞምን ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ፥ ኣብ ሹቕ መለዋወጢ ኣቑሑ መካይን…

ክልል ኦሮሚያ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበቴ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ክልል በቲ ሓደጋ ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን…

ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሉሲ(ድንቅነሽ) ዝተረኸበትሉ መበል 50 ዓመት  ክብረ በዓል ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ልዕሊ 200 ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም። ሓድጊ ሉሲ ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ኢትዮጵያ መድረ…

ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ከብ ዘብሉ ሪፎርምታት ከምዝተገበሩ ተሓቢሩ

 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ከብ ዘብሉ ሪፎርምታት ከምዝተገበሩ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ዓመታዊ ፎረም ቢዝነስ…

ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት ምርኣይ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት ምርኣይ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ብዛዕባ ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ዝጠመተ…