Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ልዕሊ ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ብትኹረት ብምስራሕ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ብትኹረት ስለዝተሰርሐ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብቲ በጀት ዓመት ገበን ተንከፍ ጉዳያት መሰረት ብምግባር ኣብ ዘካየዶ ዝርዝር ፍተሻን…

ህዝቢ ተጠቃሚ ንምግባር ዝተሓንፀፀ ትልሚ ብግቡእ ምትግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ካብ ዝነበሮ ኩነታት ዘሳግርን ህዝቢ ተረባሒ ዝገብርን ስራሕ ንምትግባር ትልሚ ብሓላፍነት ምፍፃም ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣገንዚቦም፡፡ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ…

ኣምባሳደሮች ሓላፊነቶም ብትግሃት ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ንዝተሾሙ ኣምባሳደራት ዝተውሃቦም ሓላፍነት ብትግሃት ክዋፅኡ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ አምባሳደር ነብዩ ተድላ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ሃገር ምውካል ብዪ ክብሪ ከምዝኾነ…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ህልውና ባንኪታት ኢትዮጵያ ክቕፅል ዝገበረ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ህልውና ባንኪታት ኢትዮጵያ ክቕፅል ዝገበረ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣመልኪቶም ትማሊ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚኣ ኣትሒታ ምፅናሓ…

ብ1 ሺሕን 500 ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኤርሚያስ ግርማን ሳሙኤል ተፈራን ናብ ፍርቂፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ ብ1 ሺሕን 500 ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኤርሚያስ ግርማን ሳሙኤል ተፈራን ናብ ፍርቂፍፃመ ሓሊፎም። ኣብ ምድብ ክልተ ዝተወዳደረ ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 3 ደቒቕን 35 ሴኮንድን ምስ 21 ማይክሮ ሴኮንድ…

ምትግባር ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ህዝቢታት እቲ ተፋሰስ ዓብዪ ተስፋ ዝገብሩሉ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሃገራት ተፋሰስ ኣብ ዩጋንዳ ካምፓላ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ምትግባር ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ስዒቡ ዝመፅእ ምጥያሽ…

ልምዓት ኮሪደር ምትሕብባር ነበርቲን ምውዳድ ኣብያተ ዕዮን ዝተረጋገፀሉ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኮሪደር ምትሕብባር ነበርቲን ምውዳድ ኣብያተ ዕዮን ዝተረጋገፀሉ ኢዩ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ለውጢ ኣዲስ ኣበባ ሃፍቲ ብምቑጣብ፣ ንግቡእ ሓበራዊ…

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ኣብ ዘሎ ፍርስራስ ኣርባዕተ ሰባት ብህይወት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ኣብ ዘሎ ፍርስራስ ኣርባዕተ ሰባት ብህይወት ተረኺቦም። ብሰንኪ እቲ ሓደጋ 195 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑን ካልኦት 200 ሰባት ድማ ኣበይ ከምዘለዉ ከምዘይፍለጥን ተገሊፁ።…

ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣፍሊጦም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ ዓመታዊ ትልሚ ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ…

ዘይጥዑይ ምንቅስቓስ ንግዲ ብገበን ከምዘሕትት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይጥዑይ ምንቅስቓሳት ንግዲ ብምምሕዳራዊን ገበንን ዘሕትቱ ግህሰታት ሕጊ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ትናሊ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ፥ ለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት…