Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትራትን ከይዲ ስራሕ መዕርፎ ነፈርቲ ነጌሌ ቦረና ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትራትን ከይዲ ስራሕ መዕርፎ ነፈርቲ ነጌሌ ቦረና ተዓዚቦም። እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብ1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃሊ ዓመት መፋርቕ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ኣይተ…

ኣብ ኢንዱስትሪታት ዝግበሩ  ልምምዳት ሰልጠንቲ ብቑዓት ተወዳደርቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪታት ዝግበሩ  ልምምዳት ሰልጠንቲ ብቑዓት ተወዳደርቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ኣዋጅ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ቴክኒክን ሙያን ስልጠና፣ ትካላት ምርምርን ምትእስሳር ኢንዱስትሪን…

ኣሜሪካ ነፈርትን መራኽብ ውግእን ናብ ማእኸላይ ምብራቕ ኣዋፊራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ክፍፀም ዝኽእል መጥቃዕቲ ኢራን ንምክልኻል ዓሊማ ተወሰኽቲ መራኽብን ነፈርት ውግእን ናብ ማእኸላይ ምብራቕ ከምዘዋፈረት ምክልኻል እታ ሃገር ፔንታጎን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ ቅትለት መራሒ ሓማስ እስማዒል ሃኒየን ቁልፊ ኣዛዚ ዕጡቕ ጉጅለ ሊባኖስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬሃካን ፊዳን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ጓሓት ነቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምቕባል ከምዝተዛተዮ…

ዓሚ ብጥምየት ዝፍለጥ ዝነበረ ከባቢ ቦሮና ሎሚ ዘበን ምህርቲ ስርናዩ ሰሰኒ ምርኣይ ውሕስነት ምግብና ከምእነረጋግፅ የርእይ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ዓሚ ብጥምየት ዝፍለጥ ከባቢ ቦሮና ሎሚ ዘበን ምህርቲ ስርናዩ ሰሰኒ ምርኣይ ውሕስነት ምግብና ምርግጋፅ ከምእንኽአል የርእይ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ንፍፃመ ሓሊፈን። ምሸት ካብ ሰዓት 1፡10 ጀሚሩ መፃዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተኻይዱ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተማለአ መሰረተ-ልምዓት ከምዝተሃነፀሎም ኣረጋጊፅና – ቻይናውያን ሰብ ሃፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዓዘብናዮም መሰረተ ልምዓታት ንኣትራፋይ ኢንቨስትመንት መሰረት ኢዮም ክብሉ ኣባላት ላዕለዋይ ልኡኽ መንገስቲን ቢዝነስን ቻይና ገሊፆም፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ግዝኣታት ቻይና ዝመፅኡ ልዕሊ 90 ኣባላት እቲ ልኡኽ ምንቅስቓስ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ቶም ፔሪሎ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዞባዊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያትን ብፍላይ ድማ ኣብ እዋናዊ…

ኣብ ልዕሊ ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ብትኹረት ብምስራሕ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ብትኹረት ስለዝተሰርሐ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብቲ በጀት ዓመት ገበን ተንከፍ ጉዳያት መሰረት ብምግባር ኣብ ዘካየዶ ዝርዝር ፍተሻን…

ህዝቢ ተጠቃሚ ንምግባር ዝተሓንፀፀ ትልሚ ብግቡእ ምትግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ካብ ዝነበሮ ኩነታት ዘሳግርን ህዝቢ ተረባሒ ዝገብርን ስራሕ ንምትግባር ትልሚ ብሓላፍነት ምፍፃም ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣገንዚቦም፡፡ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ…