ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤሌክትሮኒክ መለክዒ መንግስቲ ደረጃኣ ኣመሓይሻ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ለኸ ኤሌክትሮኒክ መለክዒ መንግስቲ ደረጃኣ ኣመሓይሻ። በቢክልተ ዓመት ዝመፅእ ዓለም ለኻዊ መለክዒ ኢ-መንግስቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትማሊ ኣብ ኒዮርክ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ እቲ ውድብ ዕላዊ ኮይኑ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣገንዚቦም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣገንዚቦም። መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2016ን ትልምሚ 2017 በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ክፍሊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ኣካይዱ። ዕላማ እቲ ዘተ ሚዛናዊን ጭቡጥን ሽፋን ፀብፃብ ምዕባይ ከምዝኾነ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ስፓርት ጋንታ ሮማ ንኣሰልጣኒ ዳንኤል ዲ ሮሲን ኣሰናቢታ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያናዊት ጋንታ ሮማ ንኣሰልጣኒ ዳንኤል ዲ ሮሲን ካበ ሓላፍነቱ ከምዘሰናበተቶ ኣፍሊጣ። እቲ ኣሰልጣኒ ካብ ሓላፍነቱ ዝተልዓለ ንጋንታ ሮማ ዕውትቲ ክገብራ ኣይከኣለን ብዝብል ኢዩ፡፡ ሮማ ካብ ዘካየደተን ኣርባዕተ ፀወታታት እተን ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘጣየሸኦ ምምሕዳር ኮሪደር ኣገልግሎት ወደብ ቅልጡፍ ንኽኸውን ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘጣየሸኦ ምምሕዳር ኮሪደር ኣገልግሎት ወደብን ትራንስፖርትን ቅልጡፍ ንኽኸውን ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ከምዝገለፁ÷ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ናይ ኣሰራርሓ ዘይምቅልጣፍፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ-ምርኢት “ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኢሬቻ 2017” ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 አዲስ አበባ፣ መስከረም 8፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኢሬቻ 2017" ዝተሰነየ ዓውደ-ምርኢት ካብ 18 ክሳብ 24 መስከረም 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽን ማእኸል ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ዓውደ-ምርኢት ፓናል ዘተታት ሓዊሱ ኤግዚቢሽን ባሀሊ፣ ባዛርን ምድላዋት ሙዚቃን ክቐርቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ዘሎ ኩለመዳይ ርክብ ብዘበለፀ ኣጠናኺርካ ንኽቕፅል ዝዓለመ ምይይጥ ተገይሩ፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮ-ፈረንሳይ ምስ ጉጅለ ምሕዝነት ቀርኒ ኣፍሪካ…
ስፓርት ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ማንቼስተር ሲቲን ምስ ኢንተርሚላን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡45 ጣሊያናዊት ጋንታ ቦሎኛ ምስ ዩክሬናዊት ጋንታ ሻካታር ዶኔስክ ከምኡ እውን ጋንታ…
ስፓርት ጋንታ ስፖርት መቻል ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ Desta Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስፖርት መቻል ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ሰራዊት ምክልኻል ሜጄር ጄኔራል እንዳልካቸው ወልደኪዳን ገሊፆም። ታሪክ እቲ ጋንታ ብምፍታሽ ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ብምውዳብን ኣንፈት ብምሃብን ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ህይወት በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ህይወት በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን÷ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ዘፍረየቶም ዕንቊ ሙሁራን ብቕድሚት ዝፅርሑ ተመራማሪ፣ መምህር፣ ብሱል…