Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብፓሪስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ኦሊምፒክ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን። ሎሚ ረፋድ ሰዓት 5፡05 ኣብ ዝተኻየደ መፃረዪ ውድድር÷ ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ናብ…

ውዳበታት ዳያስፖራ ናይ ኩሉ ድምፂ ብማዕረ ዝስመዐሎም ክኾኑ ይግባእ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውዳበታት ዳያስፖራ ንኢትዮጵያ ዝመስሉን ናይ ኩሉ ድምፂ ብማዕረ ዝስመዐሎምን ክኾኑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ምስ…

ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተማለአ ሃገራዊ ምዕባለ ዘምፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተረጋገአ፣ ዝተማለአን ቀፃልነት ዘለዎ ሃገራዊ ምዕባለን ዘምፅእ ከምዝኾነ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ገሊፆም። እቲ ከይዲ መመሓየሺ÷ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ሓዊሱ ብሓገዝ ዓለም ለኸ መሓዙት…

ኢትዮጵያ ትካፈለሉ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ መሕንኩሎ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ምሸት ሰዓት 4ን 10ን ክትሳተፍ ኢያ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብቲ ውድድር ፍፃመ ኣትሌት ሎሚ ሙለታን ሲምቦ ኣለማየሁን ልዑል ንሕንሕ…

ኣብ ዞባ ወላይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 11 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ከባቢ ሰዓት 5 ኣብ ዞባ ወላይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 11 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ክሳብ ሕዚ ህይወት 11 ሰባት ከምዝሓለፈ ዘረጋገፁን ቁፅሪ መወትቲ ክውስኽ ከምዝኽእልን ምግላፁ ካብ ቤት ፅሕገት ኮሙኒኬሽን እቲ…

ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ንምፅዳቕ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ዝኸውን ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንምፅዳቕ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ትግባረ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ…

የማነ በርሀ ኣፍሪካና ሪል ስቴት ንተጎዳእቲ ወረዳ ጎፋ ገዜ ናይ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)የማነ በርሀ ኣፍሪካና ሪል ስቴት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ጎፋ ገዜ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕን ደገፍ 5 ሚሊየን ብር ገይሩ። ነቶም ወገናት ዝውዕል ደገፍ፥ ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትጋላት ሓገዝ…

ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፋውንዴሽን ልምዓት ገፀር ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፋውንዴሽን ልምዓት ገፀር ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ዓልኣይ ምዕራፍ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኣብ 7 ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ልምዓት ንፀገም ዝተቓልዑ ክፋላት…

ብሊንከን ኢራንን ሂዝቦላህን ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጥቃዕቲ ክፍንዋ ከምዝኽእላ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሃምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኢራንን ሂዝቦላህን ኣብ ውሽጢ ዝቕፅሉ 24ን 48ን ሰዓታት ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጥቃዕቲ ክፍንዉ ይኽእሉ ኢዮም ክብሉ ኣጠንቂቖም። ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዞባዊ ኲናት ክቕስቀስ ይኽእል ኢዩ ብዝብል ልዑል…

ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ። ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ፥ ኢትዮጵያ ደቀቕቲ ብሎን እንተይተረፈ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምእተእቲ ተዛሪቦም።…