ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ መዓልቲ መናእሰይ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 21 ግዘ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ መናእሰይ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ፓናል ዘተ÷ "መናእሰይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እናተኸልና ነንብብ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኸልና ነንብብ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ካብ መፅሓፍ፥ “ዳንኤል ክብረት፤ የትርክት ዕዳና በረከት፤ 2016፤ ገጽ 522-523” ብዝብል ዘካፈልዎ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንትግራይ ሓዊሱ ንኣርባዕተ ክልላት ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ኣረኪቡ Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንክልላት ትግራይ፣ ኦሮሚያ፣ ኣምሓራን ቤኒሻንጉልን ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ኣረኪቡ። እቶም ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ልዕሊ 58 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም እንትኾኑ፥ ኣብተን ክልላት ንዝርከባ 32 ትካላት ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ክስራሕ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ከምዝሰራሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። መድረኽ ገምጋም ተፀዋዕለነቶም ንቀዳማይ ሚኒስትር ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ትካላት ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት…
ጥዕና ብዘይ ትእዛዝ ሓኪም ዝውሰድ መድሓት ሕማም ዓሶ ንዝተፈላለዩ ፀገማት የቃልዕ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓኪም ዘይተኣዘዘ መድሓኒት ሕማም ዓሶ ምውሳድ ዝተፈላለዩ ጉድኣታት ከምዘስዕብ ሰብ ሞያ ሕክምና ይገልፁ፡፡ ሕማም ዓሶ ዘምፅእ ፅግዕተኛ ዓሌት ህዋስ እንተይተፈለየን መምርሒ ሕክምና ኣብ ዘይብሉን መድሓኒት ሕማም ዓሶ ምጥቃም÷ ምስ መጠን መድሓኒት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ስነ ምህዳር ስታርትኣፕ ምቹው ንምግባር እናተሰናደአ ኣብ ዝርከብ ረቂቕ ኣዋጅ ዝርዝር ትሕዝቶ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ኣብ 35 ሽሕ ካሬ መሬት ዝዓርፍ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ንምጅማር ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ 35 ሽሕ ካሬ መሬት ዝዓርፍ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ንምጅማር ምስ ማሕበረሰብ ከተማ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ምክትል ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ኤልያስ ካሕሳይ፥ እቲ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ…
ቢዝነስ ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ኣብ ወርሒ ሓምለ ምልኣኽ ተጀሚሩ- ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ናብ ሃገራት ኣውሮፓኣብ ወርሒ ሓምለ ምልኣኽ ከምዝተጀመረ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣፈፃፅማ ትልሚ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ወፃኢ…
ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፓሪሱ ኦሊምፒክ ውድድር ፈርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት ሰዓት 2፡35 ዝካየድ እንትኸውን፥ ኢትዮጵያ ኣቲ ርሕቐት ብሰለስተ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌታት ተወኪላ ኣላ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሽየጥ ዝረኸቦ ልዕሊ 2100 ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ኣውዒሉ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሽየጥ ዝረኸቦ ልዕሊ 2 ሺሕን 160 ሊትሮ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ዝመልአ 72 ጀረካን ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዘውዓለ ገሊፁ። እቲ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ብመሰረት ካብ ሕብረተሰብ ዝተረኸበ ሓበሬታ ከምዝተትሓዘ…