ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ፋና መፃረዪ ኣረጋጊፁ። ተወሳኺ በጀት ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይኹን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘይፀደቐሉ ኩነታት፤ መሰል ናይ ሕሶት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ መመልከቲ ውልቀ ቢሮታት ሸርፊ ወፃኢ ንምኽፋት ምቕባል ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናይ ውልቀ ቢሮታት ሸርፊ ወፃኢ ንምኽፋት መመልከቲ ፍቓድ ስራሕ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ካበ 22 ሓምለ 2016 ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ብዝወዓለ መምርሒ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 24 ሚልዮን ኩንታል ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 24 ሚልዮን ኩንታል ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ እያሱ ኣብርሃ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኩነታት ዝናብ እዚ ዓመት ኣብ ኣብዝሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሽልማት ተበርኪቱሉ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን “ሽልማት ናይ ህይወት ዘበን እቶም ፕሬዚዳንት” ተበርኪቱሉ። እቲ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ኣሜሪካ ንዝርከቡ ክፍሊታት ማሕበረሰብ ንዝተውሃቦ ዕዙዝ ኣገልግሎት ዝተበርከ ከምዝኾነ…
ስፓርት ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳራይ 3 ሺህ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ካብ ዘጋጠሞ ጉድኣት ሒሹዎ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ እቲ ኣትሌት ትማሊ ምሸት ኣብ ፈረንሳይ ኦሊምፒክ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር መሕንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ÷ ኣብ ናይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ ትሕዝቶታት ዓማፂ ሁቲ መጥቃዕቲ ፈፂመን Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ ትሕዝቶታት ዓማፂ ሁቲ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈፂመን። ፈልፍል ሓበሬታ እቲ ዓማፂ ጉጅለ ዝኾነ ፈልፍል ዜና ኣል ማሲራህ ብምርቋሕ ዓረብ ኒውስ ከምዝፀብፀቦ፥ እቲ ጉጅለ ዒላማ ዝገበረ ከልተ ተኸታታሊ መጥቃዕቲ ኣብ ደቡብ ምዕራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊሲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ተግባራዊ ንምግባር ዓውዲ ውልቀ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊሲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ተግባራዊ ንምግባር ዓውዲ ውልቀ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ከብ ንምባል…
ቢዝነስ ሱፍሌ ማልት ኢንቨስትመንቱ ኣብ ኢትዮጵያ ንከስፍሕ ዘኽእል ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር ተገሊፁ Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱፍሌ ማልት ኢንቨስትመንቱ ኣብ ኢትዮጵያ ንከስፍሕ ዘኽእል ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ምስ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ሱፍሌ ማልት ኢትዮጵያ ቶማስ ኔቪው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ዝተወረሰ 800 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ንማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸማቶ ተኸፋፊሉ Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ጉለሌ ካብ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ዝተወረሰ 800 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ን10 ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸማቶ ተኸፋፊሉ። ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ስዒቡ ኣብታ ከተማ ሒደት ነጋዶ ኣብ ልዕሊ መሰረታዊ ሃለቕቲ ናውቲታት ዘይሕጋዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝህልወና ተቐባልነት ኣብ ስራሕን ስራሕን ዝተመርኮሰ ክኸውን ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ብምርግጋፅ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ኣብ ሓፂር ግዘ ዝሰርሖም ዘለው ፕሮጀክታት ኣጠናኺሩ ክቕፅለሉ ከምዘለዎ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ መቐለ፥ ኣብታ ከተማ…