ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ ብምዕዋቱ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ 2024…