ኣብ ልዕሊ ፍርያታት ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 3 ሺሕን 512 ትካላት ንግዲ ተዓሺጎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕገዊ ተግባራት ንግዲ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ ነጋዶን ትካላትን ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ብሄራዊ ሓበራዊ ኮሚቴ ፀረ…