ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ኣቀባብላ ገይሮምሉ። 26 ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ዝህቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብዝምልከት ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ፦ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2024 0 ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መበገሲኡን መብፅሒኡን ሕገ-መንግስቲን ሕገ-መንግስዊ ትካላትን ምኽባር ኢዩ! ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተመሓየሸ ኣዋጅ መረፃ ቁፅሪ 1332/2016 ዓንቀፅ 2 (1) መሰረት ንህወሓት ምስክር ወረቐት ምዝገባ ከምዝሃበ ገሊፁ ኣሎ። መንግስቲ ሕገ መንግስታዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኡጋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 21 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ኡጋንዳ ካምፓላ ብዝዘነበ ከቢድ ዝናብ ዘስዐቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ክሳብ ሕዚ ህይወት 21 ሰባት ከምዝሓለፈ ተሓቢሩ። ኣብታ ከተማ ኪቲዚ ብዝተብሃለ መጠራቐሚ ረሳሕ ነበርቲ ኣብ ዝደቀሱሉ ሰዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት፥ ኣብ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዱቡሻ ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Aug 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ብሄረሰብ ጋሞ ኣባላት ባህላዊ ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም ዝካየደሉን ሰላም ዝፍፀመሉን ስፍራ “ዱቡሻ” ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ዞባ ጋሞ ገሊፁ። “ዱቡሻ” ሰባን ናብ መገዲ ጥፍኣት ንከይኸዱ፣ ብስርዓትን ባህሊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 209 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 209 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ንተመለስቲ ወገናት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተወገነ ከምዝኾነ እቲ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተረከቦም ሎጃትን ሪዞርታትን ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ከምዘእትዎም ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሮጀክት ገበታ ንገር ተሃፆም ኣብ ትሕቲ ሆቴል ስካይ ላይት ክመሓደሩ ዝተረከቦም ሎጅን ሪዞርታትን ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ከምዝኣትዉ መካየዲ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ኣፍሊጦም፡፡ ሪዞርት ሃላላ ኬላ፣ ሎጅ ዳና ዝሆን ጨበራ፣ ኢኮ…
ስፓርት መዕፀዊ ስነ-ስርዓት ኦሊምፒክ ፓሪስ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕፀዊ ስነ-ስርዓት መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ 80 ሺሕ ተመልከትቲ ኣብ ዘተኣናግድ ብሄራዊ ስታዲየም ስታድ ደ ፍራንስ ሎሚ ምሸት ካብ ሰዓት 4 ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ፡፡ ባንዲራ ኦሊምፒክ ድማ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 መበል 34 ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ብምኽንያት ውሕጅ 16 ሺሕ ወገና ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ክሰፍሩ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዶግዓ ብዝወቕዐ ልዑል ዝናብ ምኽንያት ኣብ ወረዳታት ጎግ፣ ላሬ፣ ጆርን ዋንቱዋ ኣብ ዝርከባ ቀበሌታት ምዕልቕላቕ ውሕጅ ከምዘጋጠመ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ፡፡ ብምኽንያት እቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ እውም ልዕሊ 16…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ብምባል ብፍላይ ልውውጥ ንግዲ ብዕፅፊ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። ብተወሳኺ ዞባዊ ምትሕብባር ንምጥናኻር…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ብውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። ኣብቲ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ዝተኻየደ ውድድር፥ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ። ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ፣…