ስነ ሰርዓት ምፍናው ኣስከሬን በየነ ጴጥሮስ(ፕ/ር) ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ምፍናው ኣስከሬን በየነ ጴጥሮስ(ፕ/ር) ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ፣ ስድራን ፈተውቲን ከምኡውን ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ተረኺቦም።
እቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው እንትዛዘም፥…