ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ዞባዊ ፈንድ ልምዓት ግብርና ዘቲየን Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ዞባዊ ፈንድ ልምዓት ግብርና (ኢፋድ) ሳራ ምባጎ ቡኑ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ዘለዉ ፍልፍላት ሃፍቲ መድላይን ምስ ካልኦት መሻርኽቲ ልምዓት ዘሎ ትሕብብር ክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ካሜሩን ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልውውጥ ልምዲ ገይሮም Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሚኒስቴር ሓለዋ ከባቢን ግብርናን ካሜሩን ዝመፅኡ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልውውጥ ልምዲ ገይሮም። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ብምቕባል ዘዘራረቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ማሙሻ ሀይሉ፥ እቲ ትካል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ን200 ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ምጋባ ኣፍሊጣ። መንግስቲ ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ብዝሃቦ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ተረባሕቲ ካብ ዝኾኑ እቶም 23 ተምሃሮ ብኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ህዝቢ መሰረታዊ ሕቶታት ሰላምን ልምዓትን ንምምላስ ክሰርሕ ኢየ- ወ/ሮ ኣለሚቱ ኡሞድ Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ናይ ህዝቢ መሰረታዊ ሕቶታት ሰላምን ልምዓትን ንምምላስ ክሰርሕ ኢየ ክብላ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ናይቲ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ወ/ሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ንወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ረእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ዘተኣማምን በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ፃዕሪ ክትቅፅል ኢያ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ኣማራፂ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብዩ ተድላ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ነቲ ሕጋዊንሰላማዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ኣስታት 40 ሚኢታዊ ኣብ ከባቢ ተፋሰስ ዓብዪ ህዳሰ ዝትከል ኢዩ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ኣስታት 40 ሚኢታዊ ኣብ ከባቢ ተፋሰስ ዓብዪ ህዳሰ ዝትከል ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ድሬዳዋ ፓርክ ኣሊ ቢራ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 17 ፋና ላምሮት ቀዳም ክካየድ ኢዩ Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተነሓናሕቲ ሓቢሩኩም ዝፀንሐ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 17 ውድድር ፍፃመኡ ቀዳም ክካየድ ኢዩ። ናብቲ ፍፃመ ዝበፅሑ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ (ኣብርሃም ማርልኝ፣ ሱራፌል ደረጀ፣ ናሆም ነጋሽን ጴጥሮስ ማስረሻን)ኣብቲ ዕለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብምዃን ተሸይመን Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ጉባኤ፥ ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብምዃን ሸይሙወን። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውድብ ጥዕና ዓለም በዲዶ-ህበይ ህፁፅ ዓለማዊ ስግኣት ምዃኑ ኣዊጁ Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ገለ ክፋል ኣፍሪካ ዝረአ ዘሎ ለበዳ በዲዶ-ህበይ (ኤምፖክስ - ‘mpox’) ዓለማዊ ቆላሕታ ዝጠልብ ህፁፅ ስግኣት ጥዕና ክብል ኣዊጁ። እቲ ቅድም ክብል ብ ‘ማንኪ ፖክስ’ ዝፍለጥ ዝነበረ ኣዝዩ ተላባዒ ሕማም፥ ኣብ ዲሞክራስያዊት…
ቢዝነስ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና ምቹው ኩነታት ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ Desta Aug 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና ምቹው ኩነታት ከምዝተፈጠረ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዋና ኢኮኖሚስት ፕሮግራም ምግቢ ማክሲሞ ቶሬሮ (ዶ/ር) ተገሊፁ። ማክሲሞ ቶሬሮ (ዶ/ር)፥ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ…