ኣብ ከተማ መቐለ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ኣደባባይ ኣሸንዳን ምረቓ መንገዲ ኣስፓፋልት ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ኣደባባይ ኣሸንዳን ምረቓ መንገዲ ኣስፓፋልት ካብ ሓውዜን ኣደባባይ ክሳብ ኣብራሃ ካስትልን ኣሳሊጡ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ…