ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካን ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካን ናርዶስ በቀለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለም 8 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ሃንደበታዊ ሕክምና ዝውዕል 8 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሽረን ከባቢኣን ንዝንቀሳቐሱ ሽዱሽተ መሓዙት ኣገልግሎት ወሃብቲ ጉጅለታት ጥዕና ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወጋሕታ ሰዓት 12 ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እተኻየደ ብዝርከብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ከምዝበለኦ÷ እተኻየደ ብዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሎሚ ፀገም ዘይኮነስ ናይ ፅባሕ ፍረ ኣማዕዲና ብምርኣይ ንብሩህ መፃኢ ዘበን ብሓባር ክንሰርሕ ኣለና- ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ፀገም ዘይኮነስ ናይ ፅባሕ ፍረ ኣማዕዲና ብምርኣይ ንብሩህ መፃኢ ዘበን ብሓባር ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ተገሊፁ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገለግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ 8 ሺሕን 454 ጣቢያታት ፈልሲ 11…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ኣብ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ይግባእ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ኣብ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ነዚ ዝበሉ፥ ኣመራርሓ መንግስቲን ሕብረተሰብን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተሳፎም Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተሳፎም። መሬት ብምክንኻንን ብምሕላውን ሓረስቶት ይኹኑ ሰበኽ ሳግም ስርሖም ዕዉት ንክኸውን ንምግባር መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ-መንግስቲ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ መልላእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ምንባር ሓምላዋይ ኣሰር፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ሃረሪ 600 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። ረእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል፣ ሰራሕተኛታት መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን…