ኣብ ፓኪስታን ኣብ ልዕሊ መመላለሲ ህዝቢ ኣውቶብስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወት 37 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓኪስታን ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኣብ ልዕሊ መመላለሲ ህዝቢ ኣውቶብስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ ብዙሓት ከምዝተጎድኡ ተገሊፁ።
ሓንቲ ኣውቶብስ 70 ሰባት ኣሳፊራ ካብ ኢራን ተበጊሳ ፑንጃብ ናብ ዝተብሃለ ግዝኣት ፓኪስታን…