ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ጋር ብምትሕብባር ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ናቢል ኣሚር ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ጎድና ጎድኒ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእን ኢኮኖሚያዊ ውህደትን ብቖራፅነት ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእን ኢኮኖሚያዊ ውህደትን ብቖራፅነት ክትሰርሕ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ታዬ ኣብ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝገለፁዎ÷ ጉባኤ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ኣድሚራል ጁሴፔ ቻቮ ተዛቲዮም። ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ኣድሚራል ጁሴፔ ቻቮ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል እንትበፅሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። ብፍልይቲ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃናስ ሰርዋ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓ ትግራይ ንምዝታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣምሓርኛ ናይ ስራሕ ቋንቋ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽኸውን ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣምሓርኛ ናይ ስራሕ ቋንቋ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽኸውን ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣቢላ ሕቶ ኣቕሪባ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣምሓርኛ ናይ ስራሕ ቋንቋ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽኸውን ሕቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ ኣኼባ÷ "ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ኣፍሪካዊ ምምሃር፤ ጥንኩር ህንፀት ስርዓታት ትምህርቲ ብምህናፅ ኣብ ኣፍሪካ ኩለ መዳያዊ፣ ፅሬትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፀሓፊት ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሓጋዚት ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐበሊም ኣዘራሪቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሩባ ኮንጎ ክልተ ጃልባታት ተጋጪየን ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጥቓ ኪንሻሳ ሩባ ኮንጎ ክልተ ጃልባታት ተጋጪየን ብዙሓት ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ብዙሓት ከምዝጠፍኡ ተገሊፁ፡፡ ሰባትን ሸቐጣትን ፅዒነን እናተጓዓዛ ዝነበራ ክልተ ጃልባታት ብዘጋጠመን ሓደጋ ምግጫው ክንደይ ዝኣክል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ሶማሊያ ብዘብፀሖ ጉድኣት ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ ብዘብፀሖ ጉድኣት ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ንህዝቢን መንግስቲን እታ ሃገር ገሊፃ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብዚ ሰሙን…