ኣምባሳደር ዮሃንስ ኣብርሃም ሓላፊ ጉጅለ ፕሬዚዳንታዊ ስግግር ካማላ ሃሪስ ብምዃን ተመሪፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሌት ትውልዶም ካብ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣሜሪካዊ ኣምባሳደር ዮሃንስ ኣብርሃም ሓላፊ ጉጅለ ፕሬዚዳንታዊ ስግግር ካማላ ሃሪስ ብምዃን ከምዝተመረፁ ተሓቢሩ።
ኣብ ዝቕፅል ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ንዴሞክራት ብምውካል ዝነሓነሓን ካማላ ሃሪስ ዕለታዊ…