Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።…

ኢትዮጵያ ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓሙሽተ ሃገራት ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይነን። ኣባል ብሪክስ ዝኾና ሃገራት፥ ኢትዮጵያ ስዑዲ ዓረብ፣ ግብፂ፣ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብን ኢራንን ከምዝኾና ሲጂቲኤን ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኡጋንዳዊ ኣትሌት ኣብ ኬንያ ኣብ ውሽጢ መኪና ህይወቱ ሓሊፉ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡጋንዳዊ ኣትሌት ቤንጃሚን ኪፕላጋት ኣብ ኬንያ ኣብ ውሽጢ መኪና ህይወቱ ሓሊፉ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ሰለስተ ውድድራት ኦሎምፒክ ብ3 ሺሕ መሰናኽል ንሃገሩ ዝወከለ ኣትሌት ኪፕላጋት÷ ኣብ ክሳዱን ኣፍ ልቡን ብበኪሕ ነገር ተወጊኡ ህይወቱ…

ዝተፈላለያ ሃገራት ሓዱሽ ዓመተን ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቆፃፅራ ዘበን ጎርጎሮሳውያን ዝጥቀማ ሃገራት ሓዱሽ ዓመት 2024 ተቐቢለን። እተን ሃራት ኣብ ርእሰ ከታማታተብ ብዝተፈላለዩ ምርኢታትን ድሙቕ ስነ-ስርዓታትን ኢየን ሓዱሽ ዓመተን ተቐበሊን። ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ሓዱሽ ዓመት 2024…