Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተቐበሉ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ እቶም ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ድሙቕ ኣቀባብላ…

መበል ራብዓይ ውድድር ተዓወትቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ መጠን ሽልማት ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ውድድር ተዓወትቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ መጠን ሽልማት ሎሚ መዓልቲ ከምዝጅምር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር፥ ተዓወትቲ ምዕራፍ 13፣ ምዕራፍ 14ን ምዕራፍ 15ን ፋና ላምሮት…

ሰላምን ድሕንነትን ብዘተኣማምን ኩነታት ንምሕላው ብትልሚ እናተመርሐ ተግባራት ፀፅታ እናወገነ ምዃኑ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ሃገር ብዘተኣማምን ኩነታት ንምሕላው ብትልሚ እናተመርሐ ተግባራት ፀፅታ እናወገነ ከምዝኾነ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ÷ መበል 37…

ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንማእኸላት መቄዶንያን ጌርጌሴኖንን ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ሰራሕተኛታቱን ንማእኸል መሕብሐቢ ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእምሮን መቄዶንያን ማእኸል መሕገዚን መከናኸኒን ሕሙማት ኣእምሮ ጌርጌሴኖንን ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም። እቲ ግልጋሎትን ሰራሕተኛታቱን ዝገበሩዎ ልዕሊ 500…

ውሕመ ኣብ 2024 ዕቤት ቁጣበዊ ሃፍቲ ዓለም ናብ 2 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ከምዝወርድ ተንብዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ዕቤት ቁጣበዊ ሃፍቲ ዓለም ናብ 2 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ከምዝወርድ ትንያ ኣቐሚጡ። ውሕመ ትንበያኡ ዕላዊ ዝገበረ ኣብ 2024 ኩነታትን ተስፋን ቁጠባዊ ሃፍቲ ዓለም ብዝብል ርእሲ ኣብ…

ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 3 ን 0 ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግኢትዮጵያ  ጋንታ ፋሲል ከነማ ንድሬዳዋ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንኽትዕወት ጌታነህ ከበደን ናትናኤል ገብረጊዮርጊስን ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ…

ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሓበሬታ ንኽበፅሖም ምስ ኤምባሲታት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሓበሬታ ንኽበፅሖም ምስ ኤምባሲታትን ቤት ፅሕፈት ቆንስላታትን እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ዝገበሩዎ ሃገራዊ ፃውዒት÷ ኣብ…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣቦ መንበር ኮንግረስ ምምሕዳር ቻይናዊት ከተማ ቾንቺን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣቦ መንበር ኮንግረስ ምምሕዳር ቻይናዊት ከተማ ዣዎ ሺቺንግ ክልተኣዊ ርክብ ኣብ ዝጠናኸረሉ ኩነታት ጠሚተን ተዛቲየን፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ዣዎ ሺቺንግን ልኡኾምን ኣዲስ ኣበባ ምስ ብዙሓት…

ሕብረተሰብ ኣብ ቅነ በዓላት ክፍፀሙ ዝኽእሉ ገበናት ንባዕሉ ክከላኸል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ በዓላት ክፍፀሙ ካብ ዝኽእሉ ገበናት ምጭብርባርን ምትላልን ንባዕሉ ክከላኸል ከምዝግባእ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቅነ በዓላት ኩሉ ናይ ገዝኡ ዓቕሚ ኣብ ግምት ዘእተወ ዕድጊት ምፍፃሙ ዝተለመደ ተግባር ኢዩ፡፡ ኣብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዝቕፅል በዓል ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም 225 መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝቕፅል በዓል ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም 225 ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን እቲ ቤት ፅሕፈት ንዘዕብዮም መዕበዪ ዘይብሎም ህፃናት መኣዲ ኣካፊሎም።